ኣጎልጉሎት

ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ማለት ኡጋንዳ፣ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ኣንጎላን ሩዋንዳን ንምጓዓዝ፥ ቪዛ ንምርካብ ቀሊልን ውሑስን ኣገልግሎት እንተደልየኩም፧
መርበብ ሓበሬታና ንመስርሕ ምምልካት ቪዛኹም ከምኡ’ውን ንጉዕዞኹም ዘድሊ ኩሉ ሓገዝን ምኽርን ይህበኩም።

ኣገልግሎታትና: ናይ ቪዛ ምመልካት: ናብ ኡጋንዳ፣ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ኣንጎላን ሩዋንዳን ቪዛ ንምርካብ ዘድሊ ኩሉ መስርሕ ብቐሊሉ ንፍጽመሎም። እዚ ንኤለትሮኒካዊ ቪዛ (e-visa) ዘጠቃልል እዩ። ምኽርን ደገፍን: ብዛዕባ ቪዛ፣ እቲ ዘድሊ ሰነዳትን ኣብ እትበጽሕዎ ሃገር ዘለዉ ኩነታትን ብዝርዝር ንመኽረኩምን እንደግፈኩምን። ቲኬት ነፋሪት: ናብ ዝደለኹሞ ከተማ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝኸውን ዝሓሸ ዋጋ ዘለዎ ቲኬት ነፋሪት ንምርካብ ንሕግዘኩም። ንቀሊልን ስሉጥን ጉዕዞ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሎሚ ናብ መርበብ ሓበሬታና ብምምጻእ ተጠቀምቲ ኣገልግሎታትና ኩኑ።

  1. ምሕታት ቪዛ (Visa Application)
    • ዓይነት ቪዛ: ቱሪስት ቪዛ ማለት ናይ በጻሕቲ ን 90 መዓልቲ።
    • ሃገራት: ኡጋንዳ፣ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ኣንጎላን ሩዋንዳን ካልኦት ሃገራትን።
    • ኣገባብ ኣፕሊኬሽን: ካብ ምምላእ ፎርምታት ክሳብ ምድላው ዘድልዩ ሰነዳት ምሉእ ሓገዝ።
  2. ምዝገባ ጉዕዞ (Travel Booking)
    • ነፈርቲ: ንዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣየርላይን ሓቢርና ንሰርሕ ኢና።
    • ሆቴላት: ምዝገባ ሆቴል ኣብ ዝኾነት ከተማ ወይ ሃገር።
    • ኣየር-ትኬት፡ ብዝተካእለ መጠን ዝሓሰረ ኣየር-ትኬት ኣብ ምግዛእ ንሕግዘኩም
  3. ምኽሪ ጉዕዞ (Travel Advisory)
    • ምኽሪ ቪዛ: ዝተፈላለዩ ሕግታት ቪዛን ምድላዋት ጉዕዞን ብንጹር ንሕብር።
    • ምኽሪ ቅድሚ ጉዕዞ: ብዛዕባ ሕጊ ሃገር፣ ባህሊ፣ ጥዕናን ደሓንን ምኽሪ ንሃብ።