ቤትና

እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ስናይ ጉዕዞ!
ኣብዚ መርበብ ሓበሬታና ውሕስ ዝኮነ ኣገልግሎት ቪዛን ናይ በረራ ቲኬትን ንህብ። ንሕና ንኹሉ ትሕዝቶ ቪዛኹም፣ ምድላዋት ጉዕዞን ምኽርን ዝምልከት ምሉእ ኣገልግሎት እነቕርብ ኢና። ጉዕዞኹም ቅልጡፍን ስሉጡን ምእንቲ ክኸውን ንጽዕር።